Tigrinja/ትግሪኛ
Grundskola
·
Årskurs F
·
Lorensberga 7-9, Ludvika
·
5 september 2018
ኣብዚ ሰሙን 36 /vecka36 ዕዮ-ክፍሊ ሰሪሖም ካብ ፊደላት በ፣ ሰ፣ ሸ፣ ከ፣ ኸ፣ ለ፣አ፣ ደ። ከምእውን ዕዮ ገዛ ብዛዕባ እዞም ፊደላት ተዋሂቦም ኣለው እቶም ጺሒፎም ዘይክእሉ ማለት እዩ። እቶም ጺሒፎም ዝኽእሉ ከኣ ብዛዕባ ስዋስውን፣ ዞባታት ኤርትራን ብሄራት ኤርትራን ይመሃሩ ኣለው። ስለዚ ወለዲ ሓግዝዎም
Matriser i planeringen
Innehåller inga matriser
Uppgifter
Innehåller inga uppgifter